top of page
ጸሊም---ዓቢ (3).png

ብባህሊ ዝምጥን መደባት ምቕራብ

ብዛዕባና

  • ንሕና ባህላዊ ንቕሓት ዘለና፡ ወሃቢ ፍታሕ ጥዕና ኣእምሮ ኢና።   ብሃገራዊ ኢንስቲትዩት ብሉጽነት ጥዕናን ክንክንን (NICE) ዝተደገፈ ንባህላዊ ስነ-ኣእምሮኣዊ ስራሕቲ ፍሉይ ሞያ ኣለና።

  • ኣብ ትሕቲ ስነ-ምግባራዊ ቅርጺ ማሕበር ምኽርን ስነ-ኣእምሮኣዊ ፍወሳን ብሪጣንያ (BACP) ንሰርሕ

  • ዕላማና ኣብ ውሽጢ ትካላትን እንውክሎም ማሕበረሰባትን ኣወንታዊ ጽቡቕ ሂወትን ንቕሓት ጥዕና ኣእምሮን ምድንፋዕ እዩ።

  • ምስ ትሑት ውክልና ዘለዎም፣ ዝተገለሉ ጉጅለታትን ብፍላይ ድማ ምስቶም ብዓቢ ናይ ጥዕና ዘይምዕሩይነት ዝሳቐዩን ንሰርሕ።

ርኸቡና

ምዝጉብ ኣድራሻ፤

ዳልተን ሃውስ

35 ጎደና ቸስተር፣

ረክስሃም፡ ዌልስ፡ LL13 8AH

ኮቨንትሪ ኣድራሻ፤

ዘ ዊልሃውስ፡ ቤት ምኽሪ፡

ኤርል ሴንት፡ ኮቨንትሪ

CV1 5RR

ኣድራሻ ብሪስቶል

ዘ ኮች ሃውስ፡ 2 ኣፐር ዮርክ ስትሪት፡ብሪስቶል፡ BS2 8QN

contact

© 2023 ዌልቢንግ ሞኒተር ሊሚተድ፡ ምዝጉብ ቤት ጽሕፈት ኣድራሻ፡ ዳልተን ሃውስ፡ 35 ቸስተር ስትሪት፡ ረክስሃም፡ ዌልስ፡ LL13 8AH፡ ቁጽሪ ኩባንያ፡ 10481246

bottom of page